ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

 

ኣዲስ ኣበባ/ሚያዝያ/ 2017 /ኢዜኣ/ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ስታይን ክሪስተንሰን ተዛቲዮም፡፡

ክልቲኦም ወገናት ፅቡቕ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻርን ተቐራሪብካ ንምስራሕን ዘኽእል ዕዉት ዘተ ምግባሮም ሓበሬታ እቲ ሚኒስቴር የመላኽት፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም