ኣብ ሃገራዊ ምኽክር ዝሳተፉ መዳርግቲ ኣካላት ፌደራል - ኢዜአ ትግርኛ
ኣብ ሃገራዊ ምኽክር ዝሳተፉ መዳርግቲ ኣካላት ፌደራል

አዲስ አበባ/ሚያዚያ/15/2017/ኢዜአ/ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ መዳርግቲ ኣካላት ሃገር ለኸን ፌደራልን ኣብ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ዝሳተፉሉ መድረኽ ንምስንዳእ እናተዳለወ ምዃኑ ዝፍለጥ 'ዩ።
ኣብቲ ኸይዲ ዝስዕቡ መዳርግቲ ኣካላት ተሳትፎ ንኽገብሩ ፃውዒት እናተገበረሎም 'ዩ። ንሳቶም 'ውን ብወከልቶም ኣቢሎም ኣብቲ ኸይዲ ክሳተፉ 'ዮም።
1. ፈፃሚ ስራሕ መንግስቲ ፌደራል
2. ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ
3. ቤት ምኽሮ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ
4. ርእሳነ-ምምሕዳር ክልልን ከንቲባታት ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን
5. ሓፈሻዊ ቤት ፍርዲ ፌደራል
6. ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል
7. ቐዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌደራል
8. ሃገር ለኸ ፖለቲካዊ ፓርትታት
9. ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ
10. ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል
11. ፌዴሬሽን ኣስራሕቲ ኢትዮጵያ
12. ኮንፌዴሬሽን ማሕበራት ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ
13. ማሕበር መምህራን ኢትዮጵያ
14. ኮንሰርቲየም ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኢትዮጵያ
15. ውልቃዊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ
16. ፌዴሬሽን ማሕበራት ጉዱኣት ኣካል ኢትዮጵያ
17. ብሄራዊ ማሕበር ኣረጋውያንን ጡረተኛታትን ኢትዮጵያ
18. ጥምረት ደቂ ኣንስትዮ ንምኽክር
19. ፌዴሬሽን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ
20. ፌደሬሽን መናእሰይ ኢትዮጵያ
21. ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ኢትዮጵያ
22. ሰራሕተኛታት መንግስቲ ፌደራል
23. ማሕበራዊ ኣንቃሕትን ፅዕንቶ ፈጠርትን
24. ሃይማኖታዊ ትካላት ኢትዮጵያ
25. ጉባኤ ሃይማኖታዊ ትካላት ኢትዮጵያ
26. ማሕበራት ለሲቪል ፌደራል
27. ካውንስል መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ
28. ማሕበር ሰብሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ
29. ማሕበራት ሞያ ፌደራል
30. ነበር ሰራዊት ፖሊስን ምክልኻልን
31. ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ
32. ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ
33. ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ
34. ኮሚሽነራት (ካብ ዝተፈላለዩ ትካላት)
35. ፅዕንቶ ፈጠርትን ፍሉጣትን ውልቀሰባት
36. ትካላት ዩኒቨርሲቲ ፌደራል
37. ጥምረት ሃገር ለኸ ማሕበራት እድራት ኢትዮጵያ
38. ትካላት መራኸብቲ ሓፋሽ 'ዮም።
ኢትዮጵያ ትመክር ኣላ!
ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ