ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይዝከር ኣሎ


 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/10/ 2017 /ኢዜኣ/ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታታት ይዝከር ኣሎ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ሊቀጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌልን ተኸተልቲ እቲ እምነትን ተረኺቦም፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም