ኢትዮጵያ መበል ሓምሻይ ጉባኤ ፒ4ጂ ንኸተተአናግድ ታሓርያ



 

አዲስ አበባ /ሚያዝያ/ 9/2017 (ኢዜአ)-ኢትዮጵያ መበል ሓምሻይ ጉባኤ ፒ4ጂ ከምተታአናግድ ቀዳማይ ሚነስትር አብይ አሕመድ (/) ገሊፆም

ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ፥የሀኖይ ጉባኤ አነስተኛ ቢሆኑም በሚገባ የተቀናጁ የፒ4 ፕሮጀክቶች ትርጉም ያለው ውጤት እንደሚያስገኙ እና ለማሳደግም ትልቅ አቅም ያላቸው መሆናቸውን ማሳየቱን በማህበራዊ ትስስር ገጻቸው ባሰፈሩት መልዕክት ገልጸዋል።

ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ አሕመድ ጉባኤ ሀኖይ ንእስ ዝበለ እንትኾነ እውን ብዝግባእ ዝተዋደደ ፕሮጀክትታት ፒ4ጂ ትርጉም ዘለዎ ውፂኢት ከምዘመዝግብ ን ንምዕባይ እውን ልዑል ዓቐሚ ዘለዎም ምኹኖም ከምዘርአየ አብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም አብ ዘስፈርዎ መልእኸቲ አመላኺቶም።

ኢትዮጵያ 2027 የሚካሄደውን አምስተኛውን የፒ4 ጉባኤ

ኢትዮጵያ ብ 2027 ዝካየድ መበል ሓምሻይ ጉባኤ ፒ4ጂ ንምድላው ነቲ ሽግ ምርካባ ኩርዓት ይስመዓ ኢሎም።

እዚ ዕድል ብፅንዓትን ቖራፅትን ብምሓዝ ኣብ ቬይትናም፣ ኮሎምቢያ፣ ዴንማርክ ኮሪያ ሪፐብሊክን ዝተረኣየ ዕውት ምድላው ውርሲ ሓዊስና ክነቕፅሎ ኢና ኢሎም፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም