ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቬይትናምን ምስ ፕሬዚዳንት ብሄራዊ ቤት ምኽሪን ተዛቲዮም



 

ኣዲስ ኣበባ/ሚያዝያ/8/ 2017 /ኢዜኣ/ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (/) ምስ ፕሬዚዳንት ቬይትናም ጄነራል ሉዎንግ ኩዎንግን ምስ ፕሬዚዳንት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ትራን ታንህ ማንን ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሶሻሊስት ሪፐብሊክ ቬይትናም ዝገብሩዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናቐፀለ ይርከብ፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም