ምምሕዳራት ክልል ዓፋርን ሶማሌን አብ ከተማ ሰመራ ንዝርከቡ ስርሓቲ ልምዓት ተመልኪቶም - ኢዜአ ትግርኛ
ምምሕዳራት ክልል ዓፋርን ሶማሌን አብ ከተማ ሰመራ ንዝርከቡ ስርሓቲ ልምዓት ተመልኪቶም
አዲስ አበባ/ መጋቢት /9/2017(ኢዜአ)፦ምምሕዳራት ክልል ዓፋርን ሶማሌን ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራኢ አብ ከተማ ሰመራ ንዝርከቡ ስርሓቲ ልምዓት ተመልኪቶም ።
ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር አወል አርባ ፣ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሀመድ፣ ሚኒስተር ሰላም መሀመድ ኢድሪስን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴሪኢ አብ እቲ ዑደት ተሳቲፎም ።