ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር - ኢዜአ ትግርኛ
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

"1 መጋቢት 2017 ዓ.ም 'ኣብ ትምህርቲ፣ ጥዕና፣ ኢኮኖሚያዊ ጉዳያትን ካልኦት ኣፍረይቲ ዓውዲታትን ዘለውኸም ሕቶታትን መብርሂ ዘድሊዩም ዛዕባታትን ለኣኹልና" ብምባል ብመሰረት ዝሓበርናዮ ሓበሬታ ዝምልከቶም ሓለፍቲ ስራሕ ዝሃብዎ ምላሽን መብርሂን ኣብዚ ሰሙን ክነቕርብ ኢና"-ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር