ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይዶም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ/መጋቢት/7/ 2017 /ኢዜአ/ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ትሑት ኩነታት ናብራ ምስ ዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይዶም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር በቢዓመቱ ዘካይዱዎ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተሃደሰ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ።
ተሳተፍቲ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣብቲ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ ዑደት ከምዝገበሩ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር የመላኽት።