ብ344 ሚሊዮን ብር ወፃኢ ፕሮጀክት ናይ ብርክት ዝበላ ቐሸታት ህንፀት ዝስተ ፅሩይ ማይ አብ ክልል ሶማሌ ክጅመር እዩ - ኢዜአ ትግርኛ
ብ344 ሚሊዮን ብር ወፃኢ ፕሮጀክት ናይ ብርክት ዝበላ ቐሸታት ህንፀት ዝስተ ፅሩይ ማይ አብ ክልል ሶማሌ ክጅመር እዩ

አዲስ አበባ/ መጋቢት/ 06/2017(ኢዜአ)፦ ፕሮግራም ዋን ዋሽ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ብ344 ሚሊዮን ብር ወፃኢ ፕሮጀክት ናይ ብርክት ዝበላ ቐሸታት ህንፀት ዝስተ ፅሩይ ማይ አብ ክልል ሶማሌ ክጅመር እዩ።
እቲ ፕሮጀክት አብ እቲ ክልል ዞባ ኖጎብ ወረዳ አዩን ዝህነፅ እንትኸውን ሎሚ ዕለት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል አብ ዝተረኸብሉ መርሃ ግብሪ ምጅማር እቲ ፕሮጀክት ተሳሊጡ።