መገዲ ኣየር ኣትዮጵያ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣፍልጦ ሂቡ - ኢዜአ ትግርኛ
መገዲ ኣየር ኣትዮጵያ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣፍልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ/ መጋቢት/5/ 2017 /ኢዜአ/መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣፍልጦ ሂቡ።
እቶም ፕሬዚዳንት ንዝተውሃቦም ኣፍልጦ፤ ንቦርድ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሓዊሱ ንዋና ፈፃሚ ስራሕን ኣባልት ማኔጅመንትን ኣመስጊኖም፡፡
እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ መሪሕነቱ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ዘለዎም እምነት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ገሊፆም፡፡