ክልትአዊ ኢትቨስትመንት ኢትዮጵያን ህንድን ዘሎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ቁሩብነት ምህላዉ ታሓቢሩ



 

ኣዲስ ኣበባ/ ለካቲት/28/ 2017 /ኢዜአ/ክልትአዊ ኢትቨስትመንት ኢትዮጵያን ህንድን ዘሎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ቁሩብነት ምህላዉ ታሓቢሩ ፡፡

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ፍሰሃ ሻውል ምስ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ንግድን ኢንዱስትሪን ሃርሻ ቫርዳን ኣጋርዋል ዘትዮም፡፡

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝስራሕ ዘሎ ዉፅኢታዊ ሪፎርም ማክሮ ኢኮኖሚን ዕድላት ኢንቨስትመንትን ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም።

እቶም ኩባንያታት መማረፂ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ክሳተፉ ፃዉዒት ምቕራቦም ካብቲ ኤምባሲ ዝተረኸበ ሓበሬታ ይገልፅ፡፡

ኣብቲ ዘተ ልዕሊ 35 ተወከልቲ ኩባንያታት ህንዲ ዝተሳተፉ እንትኸዉን ኢትዮጵያን ህንዲን ኣብ ንግድን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ዝምድና ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ተሓቢሩ፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም