ዝተፈላለዩ ተምሃሮ ኣብ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬክሽን ኣዲስ ተረኺቦም ዑደት ገይሮም አድናቖቶም ገሊፆም - ኢዜአ ትግርኛ
ዝተፈላለዩ ተምሃሮ ኣብ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬክሽን ኣዲስ ተረኺቦም ዑደት ገይሮም አድናቖቶም ገሊፆም

አዲ አበባ /ለካቲት /28/2017/ኢዜአ/ተምሃሮ ዝተፈላለዩ ውልቃውን መንግስታውን ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬክሽን ኣዲስ ተረኺቦም ዑደት ገይሮም።
እቶም ተምሃሮ ብዝረኣይዎም ምዕባለ ፣ስራሕቲ ኪነ-ህንፃ፣ ከምኡ 'ውን ስራሕቲ ኢደ ጥበብን ህንፃን ምድናቖም ገሊፆም።