ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ሓዳሽ ንዝተመረፃ ኣዶ መንበር ትካል ቀዳማዊት እመቤታት ኣፍሪካ መልእኽቲ እኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፈን - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ሓዳሽ ንዝተመረፃ ኣዶ መንበር ትካል ቀዳማዊት እመቤታት ኣፍሪካ መልእኽቲ እኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ/የካቲት/9/ 2017 /ኢዜአ/ቀዳማዊት እመቤት ሴራሊዮን ፋጢማ ማዳ ባዮ (ዶ/ር)ኣዶ መንበር ትካል ቀዳማዊት እመቤታት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፀን።
ቀዳማዊት እመቤት ኣንጎላ ዲኣስ ላውሬንኮ ድማ ምክትል ኣዶ መንበር ብምዃን ተመሪፀን።
ቀደማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንዝተመረፃ ሓደሽቲ ቀዳማዊት እመቤታት መልእኽቲ እኳዕ ደስ በለክን ምምሕልላፈን ካብ ቤት ፅሕፈተን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት፡፡