ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ አህመድ (ዶ/ር) ምስ ጽሬዝዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜን ምስ ፕሬዝዳነት ታንዛንያ ሱሉሁ ሳሚያ ዘተ አካይዶም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ አህመድ (ዶ/ር) ምስ ጽሬዝዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜን ምስ ፕሬዝዳነት ታንዛንያ ሱሉሁ ሳሚያ ዘተ አካይዶም

ኣዲስ ኣበባ /የ/ካቲት/8/ 2017 /ኢዜአ/ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚደዘንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜን ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ሱሉሁ ሳሚያን ዘቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ዞባውን ኣህጉራዊን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።