ምስልታት ልማት ኮሪደር  ከተማ ድሬደዋ ኢዩ





 

"ኣብ ከተማ ድሬዳዋ 8.54 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ፕሮጀክት ልምዓት ኮሪደር ኣብ ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ቦታታት እናተኻየደ ይርከብ።

እዞም ቦታታት ስራሕቲ መወገዲ ፈሳሲ፣ ህንፀት መገዲ እግረኛታት፣ መስመራት ብሽክሌታ፣ ፕሮጀክታት ሓምለዋይ ልምዓት፣ ስፍራታት ጠጠው መበሊ ማካይንን ህንፀት ኣካዳሚ ስፖርትን ዘካተቱ ኢዮም።"

ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም