ልምዓት ኮሪደር ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ይነጥፍ አሎ - ኢዜአ ትግርኛ
ልምዓት ኮሪደር ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ይነጥፍ አሎ

ልምዓት ኮሪደር እቲ ክልል ብኽልተ ምዕራፍ ኣብ ሸውዓተ ማእኸል ከተማታት ክልል ዝካየድ 'ዩ።
እዚኣተን 'ውን ከተማታት ሆሳአና ፣ቡታጂራ፣ ወራቤ ፣ወልቂጤ፣ ዱራሜ ቁሊቶን ሳጃን 'የን።
እቲ ልምዓት ኮሪደር ካብ ዘካትቶም ልምዓታት መንገዲ እግረኛ፣ ልምዓት ማያዊ ኣካላት፣ ፓርኪንግን ፋውንቴናት፣ ህዝባዊ ፍፃመ ዝካየደሎም ቦታታትን፤ ህዝባዊ መፀራረይ አባይቲ፣ ፕላዛታትን ሓምለዋይ ቦታታትን ዘካትት 'ዩ።