ልምዓት ኮሪደር ክልል ዓፋር






 

ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ከተማ ሰመራ ብፅርየት ዝካየድ ዘሎ  ፕሮጀክት ልምዓት ኮሪደር ህንፀት መገዲታት ኣስፓልት፣ መእለይ ፈሳሲ፣ መንገዲ መስመራት ብሽክሌታ መንገዲ እግረኛታት ሓምለዎት ቦታታትን ካልኦት ኣድለይቲ ኣገልግሎታትን ዘካተተ ኢዩ - ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም