ዋና ዳይሬክተር ትካል ዓለምለኸ ገንዘብ ንኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ሪፎርም ኢትዮጵያ ንኢደን - ኢዜአ ትግርኛ
ዋና ዳይሬክተር ትካል ዓለምለኸ ገንዘብ ንኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ሪፎርም ኢትዮጵያ ንኢደን

አዲስ አበባ/የካቲት/1/2017/ኢዜአ/ዋና ዳይሬክተር ትካል ዓለምለኸ ገንዘብ (IMF) ክሪስታሊና ጆርጂየቫን ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ሪፎርም መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኢደን።
ክሪስታሊና ጆርጂቫ ምስ ሚኒስትር ፋይናንስ ኣሕመድ ሽደ፣ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንክ ማሞ ምህረቱን ሚኒስትር ትልምን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶክተር) ዘተ ኣካይደን።
ኣብ እዋን ዘተኦም ኢትዮጵያ ኣብ ትግብሮ ዘላ ማክሮ ኢኮኖሚ ሪፎርም ትኹረት ከምዝገበሩ ተገሊፁ።