ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ቻማ ቻ ማፒንዱዚ(ሲ ሲ ኤም) ኢማኑኤል ኔቼንቤ(ዶ/ር) ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም - ኢዜአ ትግርኛ
ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ቻማ ቻ ማፒንዱዚ(ሲ ሲ ኤም) ኢማኑኤል ኔቼንቤ(ዶ/ር) ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
እቶም ጋሻ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጄነራል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ኣምባሳደር ሽብሩ ማሞ ኣቀባብላ ገይረናሎም።