ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ/ ጥሪ/4/ 2017 (ኤፍ ኤም )ዕላዊ ዑደት ንምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (/) ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ንፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣፋኒዮምዎም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓለለፉዎ ፅሑፍ ኣብ ዕላዊ ዑደቶም ክልተኣዊ ርክባቶም ንምጥንኻር ውፅኢታዊ ልዝባት ምስገበርና ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ንፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣፋኒየ ኢሎም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም