ፕረዚደንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ መሓመድ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ እንትአትዉ። - ኢዜአ ትግርኛ
ፕረዚደንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ መሓመድ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ እንትአትዉ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ፤ ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፐብሊክ ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ መሓመድ ወግዓዊ ዑደት ንምግባር እንኳዕ ናብ ኢትዮጵያ መፅእኹም ክብሉ ገሊፆም።