ከንቲባ ኣዳነች ተመረቕቲ ኣባላት ፖሊስ ንህዝቢ ብቕንዕና ምግልጋል ከምዘለዎም ኣገንዚበን



 

ኣዲስ ኣበባ/ ጥሪ/3/ 2017 /ኢዜአ/ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ንመበል 29 ግዘ ዘሰልጠኖም ስሩዓት ኣባላት ፖሊስ ሎሚ ኣመሪቑ።

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ ተረኺበን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ተመረቕቲ ኣባላት ፖሊስ ንህዝቢ ብቕንዕና ምግልጋል ከምዘለዎም ኣገንዚበን።

ንኣዲስ ኣበባ ዝምጥን ጠንካራ ሓይሊ ፖሊስ ብምህናፅ ብብቑዕ ሓይሊ ሰብ፣ ሎጂስቲክስን ቴክኖሎጂን ዝተወደበ ትካል ይፍጠር ከምዘሎ ምግላፀን ኢዜአ ፀብፂቡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም