ንሃገር ናብ ዕብየት ዘሳግሩ ተተካእቲ ኣመራርሓታት ንምፍራይ ፃዕርና ኣጠናኺርና ክንቕፅል ኢና።

 

ኣብ መንጎ ወለዶታት ጥበብ፣ ፍልጠት፣ ክእለትን ምትእስሳር ተግባርን መሪሕነት ንምዕጣቕ ኣብ መንጎ ነባርን ተተካእቲ መናእሰይ ኣመራርሓታትን ስግግር ፍልጠትን ልምድን ምርግጋፅ ይሓትት።

 መራሕትና ብሄራዊ ሽቶታትና ንምምራሕ ዘድልዮም ፍልጠትን መሳርሕን ንምዕጣቕ ከምኡ 'ውን መሪሕነት ብዋናነት ንምግልጋል ዝውሰድ ሓላፍነት ምዃኑ ክዝከር ምግባር የድሊ።

ስለዝኾነ 'ውን ሃገርና ንቐፃሊ ንምስጓም ዓቕሚ ዝኾኑ መራሕቲ ንምፍራይን ንምቕራፅን ሕብረትና መሰረታዊ ጉዳይ 'ዩ።

    ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም