አብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝንቐሳቐሱ አበላት ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ናብ ዝተዳለየሎም ማእኸላት ምእታዎም ቀፂሎም አለዉ -ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)



 

አዲስ አበባ/ሕዳር/ 25/2017 (ኢዜአ) - አብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝንቐሳቐሱ አበላት ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ናብ ዝተዳለየሎም ማእኸላት ምእታዎም ምቐፃሎም አገልግሎት ኮሚኑኬሽን መንግስቲ ሚነስትር ለገሰ ቱሉ (/) ፡፡

መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኣመራርሓ ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞን ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዝበፅሑዎ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ትማሊ ኣባላት እቲ ሰራዊት ናብ ማእኸላት ምእታው ከምዝጀመሩ ይፍለጥ፡፡

ሎሚ መዓልቲ እውን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ኣባላት ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ናብ ዝተሰናደአሎም ማእኸላት ምእታው ከምዝቐፀሉ አገልግሎት ኮሚኑኬሽን መንግስቲ ፡፡

አባላት ሰራዊት ናብ መእከላት ምፅንባሮም ሲዒቡ ህዝቢ አቀባብላ ይገብረሎም ከምዘሎ ተሓቢሩ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም