ሓበራዊ ቤት ምኸሪ ፓርትታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንኮሚሽን ሃገራዊ ምኸክር አጀንዳታት አረኪቡ

አዲስ አበባ/ህዳር /25/2017 /ኢዜአ/ -ሓበራዊ ቤት ምኸሪ ፓርትታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንኮሚሽን ሃገራዊ ምኸክር አጀንዳታት አረኪቡ።

ነቶም አጀንዳታት ንሓለፍቲ ስራሕ እቲ ኮሚሽን ዘረከቡ አካቢ ሓበራዊ ቤት ምኸሪ አይተ ሰለሞን አየለ ን አባላት ፈፃሚ ስራሕን ብሓባር ኮይኖም እዮም ።

እቶም ፖለቲካ ፓርትታት ዘረከብዎ አጀንዳ ካብ ኩሎም ፓርትታት ዝታአከቡ ን አገደስቲ አብ ዝኾኑ ሃገራዊ ጉዳያት ዘተኮሩ ምኹኖም ተገሊፁ።

አብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ፓርትታት ፖለቲካ ንዕውትነት ሃገራዊ ምኸክር ታርኦም እናተዋስኡ ምፅንሖም አብ እቲ እዋን ተፀሪሑ

 

እቲ ቤት ምኸሪ ንምርግጋፅ ሰላም ዴሞክራሲን ልምዓትን ናይ ወገኑ  ክመዝውገን አረጋጊፁ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም