ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ አህመድ (ዶ/ር) ንደልድ ትራንፕ ናይ እንኳዕ ደሰ በለኩም መልእኸቲ አማሓላሊፈም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ አህመድ (ዶ/ር) ንደልድ ትራንፕ ናይ እንኳዕ ደሰ በለኩም መልእኸቲ አማሓላሊፈም
አዲስ አበባ/ጥቅምት/ 27/2017(ኢዜአ)፦ ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ አህመድ (ዶ/ር) ንደልድ ትራንፕ ፕረዝዳንት አሜሪካ ኮይኖም ብምምራፆም ናይ እንኳዕ ደሰ በለኩም መልእኸቲ አማሓላሊፈም ፡፡
ጠቅላይ ሚኒስትሩ በማህበራዊ ትስስር ገጻቸው ባስተላለፉት መልዕክት ዶናልድ ትራምፕ ምርጫውን በማሸነፎ እና ወደ አሜሪካ ፕሬዝዳንትነት ዳግም በመመለስዎ እንኳን ደስ አለዎት ብለዋል፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር አብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም አብ ዘመሓላለፍዎ መልእኸቲ ዶናልድ ትራምፕ ንመረፃ ብምስዓሮም ን ንካልአይ ግዘ ፕረዝዳንት አሜሪካ ኮይኖም ብምሕራዮምን እንኳዕ ደሰ በለኩም ኢሎም ፡፡
የሁለቱን ሀገራት ግንኙነት ለማጠናከር የኢትዮጵያ መንግሥት ከአዲሱ የአሜሪካ መንግሥት ጋር በቅርበት እንደሚሰራም ገልጸዋል፡፡