ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ጎንደር ተረኺበን ብቕልጡፍ ንዝተጀመረ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዝርከበሉ ደረጃ ዑደት ገይረን



 

አዲስ አበባ/ጳጉሜን/4/2016/ኢዜአ/ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ጎንደር ተረኺበን ብቕልጡፍ ንዝተጀመረ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዝርከበሉ ደረጃ ታዓዚበን

ክቡር ቀዳማይ ሚኒስትር ብመሰረት ዝሃቡና ሓላፍነት  ሎሚ ዓንቲ ኣብ ከተማ ጎንደር ተረኺብና ብቕልጡፍ ዘጀመርናዮ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዝርከበሉ ደረጃ ተመልኪተን

እቲ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር 12 ኪሎሜትር ንውሓት ኣለዎ።

 ብዋናነት ካብ ኤርፖርት ክሳብ ማእኸል ከተማ ፒያሳ፣ ንዙርያ ህንፃ ፋሲል ከምኡ 'ውን ከባቢ ፒያሳ ናይ ምሕዳስ ስራሕ ዘካተተ እንትኸውን ምትሕብባር ህዝቢ ዝለዓለ ብምዃኑ ብቕልጡፍ እናተሰርሐ ይርከብ።

ከተማ ጎንደር ጥንታዊትን ታሪኻዊትን ከተማ ከም ምዃና ብስራሕቲ ልምዓት ኮሪደርና ህንፃታትን ታሪኻዊ ቦታታትን ብምሕዳስ መስሕነት ቱሪስታ ብዝበለፀ ንኽውስኽ ክንሰርሕ ኢና።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም