ጀኔራል ኣበባው ታደሰ መበል 47 ዓመት በዓል ምብራቕ እዝ ንምኽባር ጅግጅጋ ኣትዮም



 

አዲስ አበባ/ነሓሰ/30/2016/ኢዜአ/ ምክትል ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ሰራዊት ጀኔራል ኣበባው ታደሰ መበል 47 ዓመት ምስረታ ምብራቕ እዝ በዓል ንምኽባር ጅግጅጋ ኣትዮም።

ናይቲ እዝ መበል 47 ዓመት ምስረታ በዓል ንምብዓል ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌደራልን ክልልን ክርከቡ እዮም

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም