ፅዋዕ አውሮፓ 2024 ሎሚ አማስዩ ክጅመር እዩ



 

አዲስ አበባ/ ሰነ /7/2016/ኢዜአ/ ጀርመን እተዳልዎ ምበል 17 ፅዋዕ አውሮፓ ሎሚ አማስዩ ክጅመር ምኹኑ ታሓቢሩ

መኸፈቲ ፀዋታ እቲ ውድድር አብ ምድብ ሓደ ብተመደቡ ጀርመንን ስኮትላንድን  ምሸት ሳዓት አርባዕተ 75 ሽሕ ህዝቢ  አብ ዘታናግድ ስታድዮም  አሊያንዝ አሬና ክሳለጥ እዩ  

ፅባሕ ሰዓት 10 ድሕሪ ቀትሪ ሃንጋሪ ምስ ስዊዘርላንድ፣ ምሸት ሰዓት 1 ስፔን ምስ ክሮሽያ፣ ምሸት ሰዓት 4 ጣልያን መስ ኣልባኒያ ክፃወታ ኢየን።

 ኣብ መርሃ ግብሪ ፀወታ ቀዳማይ ዙርያ

አብ ምድብ ሓደ፥

ጀርመን፣ ስኮትላንድ፣ ሃንጋሪን ስዊዘርላንድን

አብ ምድብ ክልተ፥

ስፔን፣ ክሮሽያ፣ ጣልያንን ኣልባኒያን

አብ ምድብ ሰለስተ፥

ስሎቬኒያ፣ ዴንማርክ፣ ሰርቢያን እንግሊዝን

አብ ምድብ ኣርባዕተ፥

ፖላንድ፣ ኔዘርላንድስ፣ ኦስትሪያን ፈረንሳይን

አብ ምድብ ሓሙሽተ፥

ቤልጂየም፣ ስሎቫኪያ፣ ሮማንያን ዩክሬንን

አብ ምድብ ሽዱሽተ፥

ቱርኪ፣ ጆርጂያ፣ ፖርቹጋልን ቼክ ሪፐብሊክን ተሰሪዐን  ኣለዋ።

24 ሃገራት ዝሳተፋሉ ፀወታታት ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ምኹኑ እቲ ሓበሬታ የመላኸት ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም