ጎስጓስ ፅቡቓት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተጀሚሩ



 

ኣዲስ ኣበባ/ ግንቦት/22/ 2016 /ኢዜአ/መጀመሪ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ፅቡቓት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተጀሚሩ።

እቲ ጎስጓስ፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ኣጀሚረሙዎ።

ኣፈ-ጉባዔ ኣገኘሁ ከተማ ሃዋሳ ብዝበለፀ ንምፅባቕ ደረጅኡ ዝሓለዉ ኣብያተ ሽቓቕ የድሊዩ፤ እዚ ምግባር እንተተኻኢሉ ብራኸ ከተማታትን ፅቡቕ ከባቢን ምፍጣር ይከኣል ኢሎም።

ኣይተ ደስታብጊዲኦም ኣብ ፅሩይ ከባቢ ምንባር ልዑል ፅባቐን ምዕባለን ዝውስኽ ኢዩ ኢሎም።

ከባቢና ምፅባቕ እንተኽኢልና ብራኸ ኢትዮጵያ ክነረጋግፅ ኢና ክብሉ ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም