መዓልቲ አፍሪካ ይኸበር አሎ - ኢዜአ ትግርኛ
መዓልቲ አፍሪካ ይኸበር አሎ

አዲስ አበባ/ ግንቦት 17/2016/ኢዜአ/፦መበል 61 መዓልቲ አፍሪካ " ን21 ክፍለ ዘመን ዝዐቅን ትምህርቲ " አብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ ይኸበር አሎ።