ክልተ ጋንታታት ከተማ ማንቼስተር ፅዋዕ ኤፍ ኤ ካፕ ንምልዓል ሎሚ ሓያል ንሕንሕ ከካይዱ ኢዩ - ኢዜአ ትግርኛ
ክልተ ጋንታታት ከተማ ማንቼስተር ፅዋዕ ኤፍ ኤ ካፕ ንምልዓል ሎሚ ሓያል ንሕንሕ ከካይዱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ/ ግንቦት/17/ 2016 /ኢዜአ/ማንቼስተር ሲቲን ማንቼስተር ዩናይትድን ፅዋዕ ኤፍ ኤ ካፕ ንምልዓል ሎሚ ሓያል ንሕንሕ ከካይዱ ኢዩ።
ፀወተኦም ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ሰዓት 11 ኢዩ ክካየድ።
ኣብ ታሪክ ፀወታ ኤፍ ኤ ካፕ ማንቼስተር ዩናይትድ 12 ጊዜ እንትዕወት፥ ማንቼስተር ሲቲይ ድማ 7 ጊዜ ሻምፒየን ኮይኑ ኢዩ።