ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ታሽዓይ ምህዞ ከተማዊ ኤግዚብሽን ሳይንስ ይካየድ ኣሎ - ኢዜአ ትግርኛ
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ታሽዓይ ምህዞ ከተማዊ ኤግዚብሽን ሳይንስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ/ ግንቦት/16/ 2016 /ኢዜአ/ኣብ ኣዲስ ኣበባ መበል ታሽዓይ ምህዞ ከተማዊ ኤግዚብሽን ሳይንስ ይሳለጥ ኣሎ።
ብቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ ኤግዚብሽን፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ምክያድ ከምዝጀመረን ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ከምዝፀንሕን ተሓቢሩ።