‘’ካብ መስከረም ክሳብ መስከረም'' ዝብል ስያመ ዘለዎ መፅሓፍ ንንባብ በቒዑ




 

ኣዲስ ኣበባ/ ግንቦት/13/ 2016 /ኢዜአ/መደረታትን መልእኽቲታትን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(/) ዝሓዘ መፅሓፍ ንንባብ በቒዑ አሎ።

እቲ መፅሓፍ፥ ‘’ካብ መስከረም ክሳብ መስከረም'' ዝብል  ስያመ  ዘለዎ ኢዩ

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ 24 መስከረም 2014 ክሳብ 24 መስከረም 2015 ኣብ ዝተፈላለዩ ሀገራዊ መድረኻት፣ ዓለም ለኸ ጉባኤታትን በዓላትን ዘመሓላለፍዎም 91 መልእኽቲታትን መደረታትን ዝሓዘ መፅሓፍ ከምዝኾነ ድማ ተፈሊጡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም