አትሌት ድርቤ ወልተጂ ኣብ ሎስአንጀለስ ኣብ ዝተኻደ ውድድር ጉያ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ተዓዊታ - ኢዜአ ትግርኛ
አትሌት ድርቤ ወልተጂ ኣብ ሎስአንጀለስ ኣብ ዝተኻደ ውድድር ጉያ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ/ ግንቦት /11/2016 /ኢዜአ/አትሌት ድርቤ ወልተጂ ኣብ ሎስአንጀለስ ኣብ ዝተኻደ ውድድር ጉያ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ተዓዊታ።
ኣትሌት ድርቤ ነቲ ርሕቐት ብ3 ደቒቓ 55 ሰከንድን 25 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ።
ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ድማ 3 ደቒቓ 55 ሰከንድን 48 ማይኮሮ ሰከንድን ብምእታው ካልኣይ ደረጃ ከምዝሓዘት ኣብቲ ፌደሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።