አትሌት ሰለሞን ባረጋ ብ5000 ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ተዓዊቱ - ኢዜአ ትግርኛ
አትሌት ሰለሞን ባረጋ ብ5000 ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ /ግንቦት/10/ 2016 /ኢዜአ/አትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ሎስኣንጀለንስ ኣብ ዝተኻይድ ውድድር ጉያ 5000 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ተዓዊቱ።
በሪሁ ኣረጋዊ ድማ ብ12:52.09 ብምእታው ካልኣይ ብምዃን ውድድሩ ምዝዛሙ ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።