ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ድሕንነት ዑደት ኣካይዶም



 

ኣዲስ ኣበባ/ ግንቦት/10/ 2016 /ኢዜአ/ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ድሕንነት ዑደት ኣካይዶም።

ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ድሕንነት / ትዕግስት ሃሚድ፥ ናይ ሳይበር ታለንት ልምዓት ማእከል፣ ዲጂታል ኤግዚቢሽን እቲ ምምሕዳር፣ ዕላዊ ቁልፊ መሰረተ ልምዓት ሓዊሱ ናይቲ ትካል ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ስራሕ አጎብንየን

እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ናይዛ ሃገር ናይ ሳይበር ድሕንነት ንምርግጋፅ ዓሊሙ በቲ ምምሕዳር ዝስርሑ ዘለዉ ቀንዲ ቀንዲ ስራሕቲ ምርኣዮም ተገሊፁ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም