ዓለም ለኸ መዓልቲ ሚድዋይፋት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ


 

አዲስ አበባ/ግነቦት/9/2016/ኢዜአ/ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሚድዋይፋት ክንክን ሚድዋይፋት ህንፀት ንለውጢ ነባሪ ኣየር ዘይምብርከኽ ስርዓት ጥዕና ብዝብል ቴማ ንመበል 32 ግዜ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኸበረ 'ዩ።

ፕሬዝዳንት ማሕበር ሚድዋይፋት ሰለሞን ሃይለመስቀል (/) ከምዝበልዎ፤ እቲ ዘፈር ምስ ጥዕና ኣዴታትን ህፃናትን ብቐጥታ ዝራኸብ ብምዃኑ ብዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ንክስራሕ ናይ ምግባር ስራሕቲ እናተሰርሑ 'ዮም።

ኣብ ሃገርና ኣስታት 22 ሽሕ ሚድዋይፋት እንተሃለዉ 'ውን ብመንፅር ቑፅሪ ህዝቢ ሃገርና ዝተሓቱ 'ዮም ክብሉ ዝገለፁ እቶም ፕሬዝዳንት ብብርኪ ትምህርቲ 'ውን ንምዕባይ ዘሎ ዕድል ዝተሓተ ' ኢሎም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም