ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሽመት ሂበን - ኢዜአ ትግርኛ
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሽመት ሂበን
ኣዲስ ኣበባ/ ግንቦት/ 2016 /ኢዜአ/ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ሽመት ሂበን።
ብመሰረት እዚ፦
1. ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል ገብሬ
2. ኣምባሳደር እሸቴ ጥላሁን ወልደየስ
3. ኣምባሳደር ለገሰ ገረመው ሃይሌ
4. ኣምባሳደር ደሊል ከድር ቡሽራ
5. ኣይተ እስክንድር ይርጋ ኣስፋው
6. ኣይተ ልኡልሰገድ ታደሰ ኣበበ
7. ወይዘሮ ናርዶስ ኣያሌው በላይ
8. ኣይተ ብሩክ መኮንን ደምሴ
9. ኣይተ ቴዎድሮስ ግርማ ኣበበን
10. ኣይተ መኩሪያ ጌታቸው ወርቁን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርነት፤
ብተዛማዲ፦
1 . ኣይተ በትረ መንግስቱ ብርሃኑ
2 . ኣይተ ዮሃንስ ፈንታ ወልደጊዮርጊስ
3. ኣይተ ሃይለስላሴ ሱባ ገብሩ
4 . ኣይተ ንጉስ ከበደ ካሳው
5. ኣይተ ዘሪሁን ኣበበ ይግዛው
6. ኣይተ ተሾመ ሹንዴ ሃሚጦ
7 . ኣይተ ሌሊሳ ብርሃኑ ገለታ
8 . ኣይተ ደረጀ በየነ ደምሴ
9 . ኣይተ ሰብስቤ ባዴ ኣድባብ
10 . ኣይተ ነብዩ ተድላ ነጋሽ
11 . ኣይተ አንተነህ ኣለሙ ሰንበቴ
12 . ወይዘሪት ለምለም ፍስሃ ምናለ
13 . ኣይተ ኣንዋር ሙክታር መሃመድ
14 . ኣይተ ኣብርሃም መንግስቱ ገመቹ ድማ ብኣምባሳደርነት ዝተሾሙ ከምዝኾኑ ተፀሪሑ፡፡