ቀዳማይ ሚስትር አብይ አህመድ አብ ወለጋ



 

ሎሚ ንጉሆ ክቡር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ክቡራን ኣፈ-ጉባኤታት፣ ምኽትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፕሬዝዳንት ክልል ኦሮሚያን ናብቲ ሓዱሽ ዝተሃነፀ መዕርፎ ነፈርቲ ነቀምት እንትበፅሑ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም