ርእሰ ምምሕዳር ክልል አምሓራ አይተ አረጋ ከበደ ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

 

ኣዲስ ኣበባ/ሚያዝያ /26/2016 (ኢዜኣ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል አምሓራ አይተ አረጋ ከበደ  ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።

በዓል ትንሳኤ ንኩሎም ህዝብታት ኢትዮጵያ ናይ ሰላም፣በረኸት፣ምትሕስሳብን ፍቕርን በዓል ንክኸውን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም