ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ አሻድሊ ሀሰን ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

 

ኣዲስ ኣበባ/ሚያዝያ 26/2016 (ኢዜኣ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ አሻድሊ ሀሰን ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።

በዓል ትንሳኤ ንኩሎም ህዝብታት እቲ ክልል ከምኡ እውን ኢትዮጵያውያን ናይ ሰላም፣በረኸት፣ምትሕስሳብን ፍቕርን በዓል ንክኸውን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም