ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር   መልእኽቲ ናይእንኳዕ ኣብፀሐኩም  ኣመሓላሊፎም

 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/26/ 2016 /ኢዜአ/ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር  መልእኽቲ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።

ኣብ መልእኽቶም፥ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ብሙሉኡ እንኳዕ ናብ በዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም።

እቲ በዓል፥ ናይ ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ሓድነትን ምክእኣልን ንክኸውን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም