ንልዕሊ 18 ሺህ ነበርቲ ባሕር ዳር ንባዓል ዝከውን ውህብቶ  ተበርኪቱ



 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/25/ 2016 /ኢዜአ/ንልዕሊ 18 ሺህ ነበርቲ ባሕር ዳር ውህብቶ በዓል ብጥረ ገንዘብን ዓይነትን ደገፍ ተገይሩ።

እቲ ሓገዝ ብሓፈሻ 9 ሚሊየንን 833 ሺሕን ብር ከምዝኾነ ተገሊፁ።`

ጥረ ገንዘብ ሓዊሱ፥ ሓርጭ፣ ዘይቲ፣ ደርሆ፣ ኣልባሳትን ካሊእን ዘካተተ ደገፍ ኢዩ።

እቲ ዝተውሃበ ውህብቶ ባዓል ካብ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላትን ክፋላት ማሕበረሰብን ዝተኣከበ ከምዝኾነ ካብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም