ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናብ ጎስጓስ “ፅሩይ_ጎደና - ናብራ_ምስ ጥዕና  ተፀንቢሮም





 

አዲስ አበባ/ሚያዚያ/25/2016/ኢዜአ/ኣመራርሓታት እቲ ቤት ምኽርን ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈትን 247 ሽሕን 900 ብር ብምውፃእ ናብ ፅሩይ_ጎደና - ናብራ_ምስ ጥዕና  ተፀንቢሮም

ብኻልእ ወገን ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ከምኡ 'ውን ተፀዋዕቲ ትካላት 331 ሽሕን 780 ብር ወፃኢ ብምግባር ናብ ፅሩይ_ጎደና - ናብራ_ምስ ጥዕና   ተፀንቢሮም።

ብተመሳሳሊ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ተፀዋዕቲ ትካላትን ልዕሊ 100 ሽሕ ብር ድጋፍ ገይሮም ናብ ፅሩይ_ጎደና - ናብራ_ምስ ጥዕና   ተፀንቢሮም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም