ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ኣጎዋን እዋናዊ ዛዕባን ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣባላት ኮንግረንስ ኣሜሪካ ዘቲዮም



 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/24/ 2016 /ኢዜአ/ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(/ /) ኣብ ኣጎዋን እዋናዊ ዛዕባን ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣባላት ኮንግረንስ ኣሜሪካ ዘቲዮም።

እቶም ኣምባሳደር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ካብ ኣጎዋ ምግላል ዝፈጥሮ ኢኮኖሚያዊ ቅልውላው ዝጠመተ ዘተ ከምዝተገበረ ምስ ሓበሩ

ኣጎዋ ኣብ ትሑት ናብራ ንዘለዉ ዜጋታት ዘለዎ  ፅዕንቶ ልዑል ከምዝኾነ ገሊፆም።

ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ዝፈጥሮ ፅዕንቶ ቀሊል ከምዘይኮነ ኣገንዚቦም።

ምፅዳቕ ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ፣ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዘለዉ ስደተኛታት ዝወሃብ ሰብኣዊ ደገፍ፣ ብዛዕባ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪካን ስምምዕነት ሰላም ተግባራዊ ኣብ ምግባርን ዝጠመተ መብርሂ ካዓ ሂቦም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም