ማሕበር ሰራሕተኛታት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ኣኽቢሩ


 

አዲስ አበባ/ሚያዚያ/24/2016/ኢዜአ/ ቐዳማይ መሰረታዊ ማሕበር ሰራሕተኛ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ኣኽቢሩ።

መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብብርኪ ሃገር ንመበል 49 ግዜ ብብርኪ ዓለም ለኸ ድማ ንመበል 135 ግዜ ንሰላምን ምኽባር መነባብሮን መፍትሒ ክንደሊ ኢና ብዝብል ቴማ ተኸቢሩ

ኣብቲ ኽብረ በዓል ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጉጅለ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው፤ ኣባላት ኣመራርሓ፣ ኣመራርሓ እቲ ማሕበር ሰራሕተኛታትን ሰራሕተኛታትን እቲ መንገዲ ኣየር ከምዝተረኸቡ መረዳእታ እቲ መንገዲ ኣየር ይሕብር።

በቢዓመቱ 23 ሚያዝያ ዝኽበር ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብርታት ተኸቢሩ

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም