ቀዳማይ ሚኒስትር ሊቢያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንባባ ኣንቢሮም


 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/17/ 2016 /ኢዜአ/ቀዳማይ ሚኒስትር ሊቢያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንባባ ኣንቢሮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኩርዓት ኣፍሪካዊያን ዝኾነ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ በዚ መልክዕ ብምህናፁ ከምዘሐጎሶም ምዝራቦም ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም