ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሊብያ ኣብዱልሃሚድ ኣልዳባቢያ ዘትዮም



 

ኣዲስ ኣበባ/ሚያዝያ 17/2016 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (/) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሊብያ ኣብዱልሃሚድ ኣልዳባቢያ ዘትዮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (/) ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ቀዳማይ ሚኒስትር ሊብያ ኣብዱልሃሚድ ኣልዳባቢያ ምቕባሎም ሓጎስ ከምዝተሰምዖም ሓቢሮም።

̎ኣብ እዋን ዘተና፤ ኣብ ዞባዊ ሰላምን ምርግጋዕን፣ምትሕብባር ኢኮኖሚ፣ልውውጥ ሓይሊ ሰብን ካልኦት ሓባራዊ ድሌታትን ኣልዒልና ዘቲና̎ ክብሉ እውን ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም