ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከተማ አዲስ አበባ ንዘሎ   ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ተመልኪቶም

48



 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/17/ 2016 /ኢዜአ/ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከተማ አዲስ አበባ ንዘሎ   ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ተመልኪቶም

ኣብቲ ምርአይ፥ ኣብ ሓሙሽተ መስመራት ልምዓት ኮሪደር እታ ከተማ ዘስርሑ ዘለዉ ስራሕቲን ዝበፅሕሉ ብርኪን ተዘዋዊሮም ከምዝተዓዘቡ ተገሊፁ።

ካብ እዚ ብተወሳኺ ብምኽኒያት  ልምዓት ኮሪዶር ዝተልዓሉ ዜጋታት ዝዓረፍሉ መንበሪ ኣባይቲ ከምዝረኣዩ ኣብቲ ቤት ምኽሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም